መልክዕ ፍልልያትና
- Solomon Gebreyohans
- May 20, 2019
- 1 min read

ነንሕድና ንኽንዓብን ንኽንምዕብልን ቦታን ዕድልን ክንዋሃሃብ ይግባእ፡ ንገዛእ ርእስና ክንመስል ዕድል ክንዋሃሃብ ይግባእ፡ ኣብ ፍልልያትና ክንላመድ ዕድል ክንዋሃሃብ ይግባእ። ቦታን ዕድልን ነንሕድና ክንዋሃሃብ ይግባእ፡ በዚ መንገዲ ድማ ነንሕድና ኣዝዩ ምልኩዕ ዝኾነ ነገርት ከም ሓሳባት፡ ክብርታት፡ ደስታ፡ ሕዉየትን ሕብረትን ክንህብን ክንቅበልን የኽእለና።
Comments