
Racism is awfully painful, showing solidarity and togetherness is the painkiller for it.
the mayor of Petah Tikvah has been tried several acts of racism and discriminatory against the small and quiet African asylum seeker...

in Israel they make a law whether to abuse our life or without considering our existence in Israel.
opinion Important! Beginning from July 2019, the law requiring a license for electric bicycle and scooter riders will come into force. To...

ምፍራሕ ደው ኣብሎ። እዚ ሂወትካ እዩ፡ ወንኖ፡ ተኸላኸሎ ድማ!
ጦብላሕታ ዝኾነ ነገር ኣብ ሂወት ክትዕወቶ ዝግባኣካ ኣብ ውሽጥኻ እዩ ዝርከብ። ምስ ጨኳኒኻ ምትሕብባር ደው ኣብሎ። ኣብ ስቕታ ኮይንካ ምስ ኣሉታውያን፡ መርዛማት፡ ንሂወትካ ኣዕነውቲ ዝኾኑ ሰባት ምትሕብባር ደው ኣብሎ።...

The refugee's strength is unimaginable.
our strength is unimaginable. first the war, the harm, the loss, helplessness, the escaping, leaving everything behind, home, family and...

Our great loss is his great gain to his power.
June is a month to the remembrance of our martyrs (20 June) as well as a month of losing everything to some of us. our home, our land,...

ንጡፍ ሰማዒ
ጦብላሕታ ዝምድናዊ ግጭት ሓደ ካብቶም ዝለዓለ ጭንቀትን ጸቕጥን ዝፈጥር ሳዕቤን እዩ፡ መብዛሕቲኡ ግዜ ድማ ናይቲ ካልእ ሰብ ዘለዎ ኣርኣእያ ነጥቢ ጌና ከይተረዳእና ግብረመልሲ ምስ ንህብ ዝስዕብ ዘይምቹእ ሃዋህው እዩ።...

Eritrean's independence day! Our heroes fought and died for what we are missing and seeking now.
Today is Eritrean independence day. Eritrea is holding 28th of its independence day, today 24 May 2019. Eritrea got its independence...

መልክዕ ፍልልያትና
ነንሕድና ንኽንዓብን ንኽንምዕብልን ቦታን ዕድልን ክንዋሃሃብ ይግባእ፡ ንገዛእ ርእስና ክንመስል ዕድል ክንዋሃሃብ ይግባእ፡ ኣብ ፍልልያትና ክንላመድ ዕድል ክንዋሃሃብ ይግባእ። ቦታን ዕድልን ነንሕድና ክንዋሃሃብ ይግባእ፡...

ኣሉታዊ ስምዒትካ፡ ከውድቐካ ዕድል ኣይትሃቦ
ዝኾነ ኣሉታዊ ስምዒት ሕማቕ ምስ ዝስመዓካ፡ ኩሉ ግዜ ንገዛእ ርእስኻ ቅኑዕ ክትከውን ዘክር፡ ቀዋሚ ኣይኮነን። ስምዒት ጥራይ ምኻኑ ዘክር፡ ሓሳባትካ እስኻ ማለት ኣይኮነን፡ ሓሳባትካ ድማ ኩሉ ግዜ ሓቂ ኣይኮኑን...

ልዕሊ ሓድሕዳዊ ውድድርን ተወሳኺ ውድብን ሓድነታዊ ድምጽን ድጋፈን የድልየና።
ብዛዕባ ህሉው ዘቤታዊ ጉዳይ ሃገርና ጎስጓስ ንህዝብና ይኹን ንመላእ ዓለም ንምዝርጋሕ፡ ዝሓበር ድምጺ እምበር ተወሳኺ ፓርትን ሕድሕዳዊ ውድድርን ኣይኮነን ዝያዳ ዘድልየና። ዘለና ፖሊቲካዊ ጸገማት ህዝብናን ዓለምናን...

Salaam App|ሰላም ኣፕ
ሰላም ኣፕ UNHCR ምስ ምትሕብባር NGO ዘይመንግስታውያን ትካላት ዝተመስረተት፡ ብዛዕባ መሰላት ስደተኛታትን ሓተትቲ ዕቕባን ዝምልከት ከም ንቪዛ፡ መስርሕ ስፖንሰርሽፕ፡ ብዛዕባ ንስደተኛታትን ሓተትቲ ዕቕባን...

Enough#ይኣክል
Enough#ይኣክል ብድሆ ናይ ይኣክል ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝርከብ ኤርትራዊ ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምብዳህን ብሰንኩ ዝወርድ ዘሎ ሃገራውን ህዝባውን ዕንወት ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ርድኢትን ኣፍልጦን...

መብጽዓ/ቃል/ውዕል ዓይነት ጸወታ ኣይኮነን፡ ኣዝዩ ዕቱብ ዝኾነ ነገር እዩ ስለዚ ብዛዕባ እዚ ኣዚኻ ጥንቁቕን ንጹርን ክትከውን ይግባእ።
መብጽዓ/ቃል/ውዕል መብጽዓ/ቃል/ውዕል - ዝኾነ ዓይነት ጸወታ ኣይኮነ። መብጽዓ/ቃል/ውዕል - ኣብ ሂወት ይኹን ቢዝነስ ኣዝዩ ዕቱብ ከም ምኾኑ ብፍጹም ብቐሊም ክርአ ዘይግብኦ ነገር እዩ። መብዛሕቲኡ ግዜ ሰባት...

ንሰባት ሓቃዊ ርድኢት ክንድኦም እንተዘይኪኢልና፡ ንዓና ፍጹም ኣይክርድኡናን እዮም፡ ሂወት ብዘይ ዓሚቕ ምርድዳእ ዋላ ሓደ ውጽኢት ኣይክህልዋን እዩ።
ኣብ ስርሐይ ንነዊሕ ካብ ዝተመኮርክዎ፡ እቲ ዝኸበደን ኣሸገራን ኮይኑ ዝረኽብክዎ ንሰባት ክንዮ እቲ ዘለዎም ትጽቢት ዘሎ ኩውነታዊ ነገር ተረዲኦም ክቕበልዎ ምግባር እዩ። ንነዊሕ እዋን ዘይምችእ ስምዒትን ዝተፈላለዩ...

ርድኢት ናይ ኣእምሮኣውን ስምዒታውን ጸገማት ኣብ ማሕበረሰብና
ንነዊሕ ግዜ ከም ተርጓምን ባህላዊ ምውህሃድን ኣብ ሓደ NGO ንስደተኛታት ማሕበረ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ዝህብ ትካል ኮይነ ድሕሪ ምስራሕ፡ ብዙሓት ብኣእምሮኣውን ስምዒታውን ዝሳቐዩ ሰባት ካብ ማሕበረሰብና ረኺበ። ብሰንኪ...

ከተቃርጽ ኣብ ዝተሰመዓካ፡ ሎሚ ዝሰማዓካ ቃንዛ ጽባሕ ዘድልየካ ሓይሊ ምኻኑ ዘክር!
ከተቃርጽ ኣብ ዝተሰመዓካ፡ ነቶም ክትወድቕ ምኻንካ ወይ ኣይትዕወትን ኢኻ ዝበሉኻ ዘክር ተስፋ ምቕራጽ ኣብ ዝስመዓካ፡ ንምንታይ ከምዝጀመርካ ዘክር ከተቃርጽ ኣብ ዝተሰመዓካ፡ ቃንዛ ወይ ድኻም ግዝያዊ ምኻኑ፡ ፍረ...

ኣብ ገዛእ ርእስኻ እመን
ምናልባት ፡ ንግሆ ካብ ድቃስካ ምስ ተንሳእካ ነገራት ከምቲ ክኾንዎ ዝተተስፋኻዮም ዘይኮኑሉ መዓልታት ክህሉ ይኽእል እዩ። ኣብዚ ግዜ ነገራት ዝሓሹ ክኾኑ ከምዝኾኑ ንነብስኻ ክትነግራ ዝግብኣካ ግዜ እዩ። ሰባት ንዓኻ...

ነብስኻ ኣብ ዝተዋህበ ኩነታት ብኸመይ ክትተሓዝ ምደለኻያ ንገዛእ ርእስኻ ሕተታ፡ ልክዕ ከምቲ ነብስኻ ክትታሓዞ ትደልያ ንኻልኦት ሰባት ብማዕረ ክትሕዞም ጸዓር።
መሰረታዊ ክብርታት ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎትን ቦታን ምርኣይ ወይ ግዴታዊ ኣበርክቶ ምስታፍ፡ ክንዮ እቲ ንውልቅና ተሰከምቲ ሓላፍነት ዝገብረና ጽቡቕ ስምዒት ዝፈጥረልናን ብሓፈሻ ንሙሉእ ሕብረተሰብ ጽቡቕ ቅርጽን ስምን...




















