Solomon GebreyohansDec 7, 20182 min readሰናይ ተግባራት ጥዕና ሕብረተ ሰብ እዮምሰናይ ተግባር ውድቀት ኮይኑ ኣይፈልጥን እዩ። ብማዕረ እቲ ዝሃብካዮን ካብኡ ዝበዝሕን ይኸፍለካ!ሰናይ ተግባር ጸጋ፡ ሓጎስን ፍቕርን የምጽእ። ኣብዛ ንባዕለይ ጥራይ ዝኾነት ዓለም፡ እቲ ሓደ መሰረታዊ ሰብኣውነት ክብ...
Solomon GebreyohansDec 1, 20181 min read“ንሰበይተይ ኣይሕግዛን እየ፡ ኣብ ኩሉ ነገር ሽርካ ኢና”ቁም-ነገር ዝሓዘለ ሃንደበታዊ ዕላል “ሓደ ዓርከይ ንገዛይ ሓቢርና ቡን ክንሰቲ ይመጽእ፡ ኣብ ሞንጎ ነጥቢ ናይቲ ዕላልና፡ “ኣቕሑ ናይ መግቢ ክሓጽብ ሞ ክምለስ እየ” ኢለዮ ብድድ ይብል” ሮኬት ክትከል ይኸይድ ኣለኹ...
Solomon GebreyohansNov 5, 20180 min readሓቀኛ ስምዒት እንተሃልዩካ፡ ነቲ ህዝቢ ዘሳቒ ስርዓት ዘይኮንካ ትድግፍ፡ ነቲ ብሰንኪ ስርዓት ዝሳቐ ህዝቢ ኢኻ ክትድግፍ ትኽእል
Solomon GebreyohansNov 4, 20184 min readጽግዕተኛንነት ኣብ ካልኦት ሰባት ብኸመይ ደው ከተብሎ ትኽእል፡ጸሓፊት Alana Mbanza ትርጉም ሰሎሙን ገብረዮሃንስ ቅድሚ ክልተ ሰሙን፡ ኣብ ኣደይ ዝነበረኒ ገንዘባዊ ጽግዕተኛ ከቋርጾ መሲነ። ኣብ እቲ ግዜ እቲ ኣብ ባንክ ሕሳበይ ሰማንያን ኣርባዕተን ሳንቲም ጥራይ ነይሩኒ፡...
Solomon GebreyohansOct 20, 20180 min read“ኣብ ሂወት ዘጋጥም ብዘይገድስ ንሰባት ሕያዋይ ኩን፡ ንሰባት ሕያውነት ምሃብ ብድሕሬኻ ክትገድፎ ትኽእእል ኣዝዩ ኣደናቒ ዝኾነ ውርሻ እዩ”
Solomon GebreyohansOct 20, 20181 min read”ዓሚቕ ዝኾነ ግድኣት ኣብ ልዕሌና ምስ ዝፍጸም ምሕረት ክሳብ ዘይገበርና ክንፍወስ ዘይክኣል እዩ“ነልሰን ማንዴላ
Solomon GebreyohansOct 20, 20181 min read"ደቂ ኣንስትዮና ክመርሓ ኣይክእላን ዝብል ናይ ጥንቲ ብሂል፡ ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስተራትና ጌጋ ምኻኑ ከረጋግጽኦ እየን" ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ 2018